
ታሪኻዊት ዕለት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝብና ኤርትራና ከም ሃገር ናጻ ኾይና ምስ ዓለማ ክትስራዕ ዝገበረት ታሪኻዊት ዕለት ባሕቲ መስከረም ኣብ ምዕራፍ ታሪኽ ሃገርና ብኽብሪ ኣብ ዓመት ዓመት ነብዕለላ ዕለት ስለዝኾነት ኩላህና ኤርትራውያን ንታሪኽ ሓበን ሃገርና ሓቢርና ከነብዕሎ ብኽብሪ ንዕድም።
ኩሎም ተቓወምቲ ሓይልታት ኣብ Bay Area ዝርከቡ ነዚ ታሪኻዊ ብዓል ሓደ መስከረም ዕውትን ዱሙቕን ኮይኑ ንኽሓልፍ ብስምምዕ ኣብ ኦክላንዲ ተኪቦም ዝወሰንዎ እዩ።
ሓቢርና ነብዕለሉ ቦታን ማዓልትን ዕለትን ግዜን ድማ ከምዚ ኣብ
ታሕቲ ሓቢርናዮ ዘለና ክከውን እዩ።
ንወንታት ደስ ዘብል ባህላዊ ጸወታ ተዳልዩ ኣሎ
ምዓስ Saturday 9/16/2006
ዝግበረሉ ቦታ 612 55th street Oakland
ዝጅመረሉ ግዜ ስዓት 6፡00 pm ክሳብ ስዓት 1፡00 am
ብድሓን ምጽኡ
ኣዳለውቲ ብዓል ሓደ መስከረም
ተቓወምቲ Bay Area