ናይ ዮሃና መልእኽቲ

ብኣጋጣሚ ምጅማር ወርሒ ረመዳን

 

ቤት ጽሕፈት ዜና

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን

23.09.2006

 

 ብስመይን ብስም ኩሎም ብጾተይ ኣባላት ፈጻሚ ቤት-ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን: ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ኣመንቲ ምስልምና ብኣጋጣሚ ክቡር ወርሒ ጾመ ረመዳን እንቋዕ ኣብጻሓኩም ክብል ይፈቱ ንእስላምና ርሑስ ጾመ ረመዳን በረኸት ዘለዎ ወርሒ ይግበረልኩም እብል። ንመላእ ህዝብና ድማ እዚ ርሑስ ወርሒ’ዚ ካብ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ዘናግፍ ወርሒ ይግብረልኩም እንዳበልኩ፡ ሰላምን ቅሳነትን ንመላእ ህዝቢ ክወርደሉ እምነ።

 

ሑሴን ኸሊፋ

ኣቦ-መንበር ፈጻሚ ቤት-ጽሕፈት

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን

23.09.2006