ጉባኤ ኪዳን
ከበድትን አሰከፍትን ሃገር-ተንከፍ ሕቶታት ከልዕል ጀሚሩ፡
እንተድአ ብገለ ተኸዊላ ዘይሃለያ
-
ባንደራ ሃገረ ኤርትራ፡ ምሰተን አብዚ ታሕቲ ተሰሪዐን
ዘለዋ ባንደራታትን አርማ ኪዳንን ንምንታይ ዘይተሰቕለት?
-
መንግስቲ ኢትዮጵያ ድዩ ከይተሰቕልዋ ኢሉዎም ወይስ
ኪዳን ተሰኪፎም እዮም ዘይሰቐልዋ ፡ እቶም አብ ሻዕብያ ዝነበሩ ድአ እንታይ በሉ?
-
ወይስ ዘይተገንዘበነዮ ፡ብሸነኽ መንግሰቲ ኢትዮጵያ
ናይ ባንደራን ናይ ሃገረ ኤርትራን መቕባልን ዘይምቕባልን (recognition) ጉዳይ እዩ?
-
ክልቲአን ባንደራታትና መግለጺ ሓበራዊ (ጀብሃ-ሻዕብያ)
ቃልሰና ክንሰን፡ ንምንታይ አብ ኢትዮጵያ ሓንቲአን (ባንደራ ሃገረ ኤርትራ) ክትወርድ/ከተልግሰ ተደልዩ?