|
Freedom of
Speech and Freedom of Press & the
Independence Day meeting in Khartoum 2004 |
||||
|
"It
is not easy to contemplate what will happen to freedom of the press once
those parties come to power..".Current
discourse in Eritrean culture of democracy: PFDJ vs.
Fanuel Mesfin
21july2004 south Africa እዚ ኹሉ ኸአ ብሰነኪ
አብ ዲሞክራስያዊት ኤርትራ
ዝወጸ ካርቱን |
||||
|
|
||||
|
"አብ ስልጣን
እንተትህልዉ ምአሰርኩምና ነርኩም"
|
||||
|
አብቲ አብ 2004፡ አብ ካርቱም ዝተገብረ ናይ ናጽነት በዓል፡ ቃል ውድቡ ከስምዕ፡ መደረ ክህብ ምሰ ቀረበ፡ ስዩም ሓረስታይ አቦ ወንበር ናይ ሓደ ካበቶም ዓብይቲ ዝበሃሉ ውድባት ነሩ ክንሱ፡ አብ ልዕሊ'ቲ መራሕቲ ምሕዝነት ዝነበሩ ነቲ ናይ ህዝቢ አኸባ ረጊጽካ ምወጻእ፡ ብመኻይድቲ ናይዞም ሎሞ ንናጻ ፕረስ ክዓብሱ ዝደለዮ ዘለዉ "ኮፍ በል ስዲ" (አጉዑድ ግለትልአደብ) ዝብል ጸርፍን ምፍርራህን ዝተደፍረን ዝተጸርፈን ስለ ዝኾነ፡ ዓገብ አይፋልኩምን ምበለ'ምበር፡ ሰማይ ዝሃገርናስ ስዩም፡ ሓረስተይሲ፡ አንጻር ናጻ ፕረስ ፡ ምኾነ ነሩ ኢልካ ምሕንጣጥ ሕጂ'ወን ካበቶም ናይ 2004 ድፍረት አይፍለን። እንተዘይከቢዱ'ኳ። ብህይወቱ ከሎ ዝተቐጥቀጦ ይአክል። መንፈሱ ተዕርፍ። አርምኡ ግን ብብጸቱ ከተንብልብል እያ።
|