ዕድመ ንዝኽሪ በዓል ሓደ መስከረም

 

በዓል ሓደ መስከረም መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ፡ ንቐዳም ዕለት 02.09.2006 ብመጋባእያ ተቓወምቲ ኤርትራውያን ኣብ ኦስሎ (ኖርወይ) ከቢሩ ክውዕል ስለ ዝኾነ፡ ንኹሎም ኤርትራውያን ተቐማጦ ኦስሎን ከባቢኣን ብኽብሪ ንዕድም።

 

በዓል ዝኸበረሉ ኣድራሻ

 

Blå Kårs

Storgata 38 ኣብ ካልኣይ ደርቢ እዩ

ዝጅመረሉ ስዓት ልክዕ ስዓት ኣርባዕተ ድሕሪ ቀትሪ

 

ብደሓን ምጽኡ!!

 

መጋባእያ ተቓወምቲ ኤርትራውያን ኣብ ኦስሎ (ኖርወይ)