ህዝባዊ  ኣኼባ

ብመራሕቲ  ተቓውሞ

ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት

 

 

ንቐዳም ዕለት 23 መስከረም 2006፡ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት/ጀርመን፡ ህዝባዊ ኣኼባ ክግበር ምዃኑ እናሓበርና፡ ኩሉ ኤርትራዊ ክሳተፎ ብኽብሪ ንዕድም።

 

ዛዕባታት ሰሚናር፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርናን ደምበ ተቓውሞን ብሓፈሻ፡ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ናይ ዝተኻየዱ ጉባኤታት ኤርትራውያን ውድባት ተቓውሞ ውጽኢት መግለጺታት ከኣ ብፍላይ፡ ዘተኰሩ ኪዀኑ ኢዮም።

 

ነዚ ህዝባዊ ኣኼባ መደረ ካብ ዘቕርቡ ኣባላት መሪሕነታት፡ እዞም ዝስዕቡ ይርከቡዎም፡

 

1.                 ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ፡ ኣቦ መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ፣

2.                 ተጋዳላይ ወልደሱስ ዓማር፡ ኣቦ መንበር ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ፣

3.                 ተጋዳላይ ዓብደል ኣደም፡ ናይ ወጻኢ ጒዳይ ሓላፊ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፣

4.                 ከምኡ ኸኣ በቲ ጊዜቲ ኣብ ከባቢ ፍራንክፎርት ክርከቡ ዝኽእሉ መሪሕነታት ካልኦት ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ።

 

ሰሚናር ዝጅምረሉ ሰዓት:-  F [q 14:00 .c

ሰሚናር ዝግበረሉ ቦታ፡-    Friedrich-Ebert-Anlage 5

 

ብድሓን ምጹ!

 

ኣዋሃሃዲት ሽማግለ ሰሚናX:

 

HkWp }D:- mk [q 10:30 \mk 13:30 mk sD s: mkcU ]F 069-24248583 Hqq F';