መበል 45-ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ
ህዝቢ ኤርትራ
ንሕና ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪክ ማሕበራት ኣብ
ትሕቲ ጽላል ሕብረት ኤርትራዊያን መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንቦል ስለዘሎና ኩሉኩም
ኤርትራዊያን ፈተውቲ ኤርትራዊያን ምሳና ሓቢርኩም ናይቲ በዓል ተሳተፍቲ ኽትኮኑ ብኽብሪ ንዕድም፡፡
ቦታ Thurgood Marshal Center
1816 12th ST NW
Washington, DC
ዕለት ቀዳም 9 መስከረም 2006
ግዜ ካብ ሰዓት 06፡00 – 1፡ 00
ኣሰናዳዊት ሽማግለ
ሕብረት ኤርትራዊያን
ዋሺንግቶን ዲሲን ከባቢኡን።