አብ ሕቡራት ሃገራት ዘተላዕለ ጉዳይ፡ ጉዳይ ሃገረ ኤርትራ፡ ብቐዳምነት ንዓና ስለ ዘምልከተናን  ጉዳየና ኸአ ስለ ዝኾነን

ናይ ተቓውሞ ወድባትና ርእይቶአን ክህባ ይዕደማ!


መንግሰቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ኤርትራን ብጉዳይ ምሕንጻጽ ዶብን በጉዳይ ሰላም አብ መነጎ ክልቲአን ጎረባብቲ ሃገራትን አብ ቅድሚ ባይቶ ሕቡራት መንግስታት ቃለ አሰሚዐን፤ ርእየቶአንን መርገጸንን'ውን ሓቢረን።

  H.E. Mr. Seyoum MESFIN, Minister for Foreign Affairs Video- English : Text - English
 ERITREA - Right of Reply Video- English
H.E. Mr. Ali Said ABDELLA, Minister for Foreign Affairs Video- English      Video- Original Language   Text - Arabic  English

ናይ ሓቂ ወከልቲ ህዘቢ ኤርትራ፡ ናይ ኤርትራ ናይ ተቓውሞ ፖለቲካዊ ውድባትን ምሕዝነታትን፡ ርእይቶአን ብዛዐባ'ቲ ብመንግሰቲ ኢትዮጰያ ዝቐረበ ርእይቶ ከምኡ'ወን ብመንግስቲ ኤርትራ ዝቐረበ መጎተን መግለጽን፡ እነተኾነ ጋዘጣዊ መግለጺ፡ እነተወሓደ ኸአ ርእየቶአን/ትዕዝብተን  ከህባ/ከቕርባ ይዕደማ፡

አብ ሕቡራት ሃገራት ዘተላዕለ ጉዳይ፡ ጉዳይ ሃገረ ኤርትራ፡ ጉዳይ መሬት ዓደቦና፡ ብቐዳምነት ንዓና     ስለ ዘምልከተናን  ጉዳየና ኸአ ስለ ዝኾነን።