ሓበሬታ
ንዕለት 3 መስከረም 2006 ኤርትራዊ ማሕበረሰብ ኣብ ቫንኩቨር መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንምዝካር ኣብ ፡
POLISH VETERAN COMMUNITY
1134 KINGS WAY AVE
VANCOUVER, B.C
ሰዓት 6.00 ድ.ቐ ንኹሉ ኤርትራዊ ይዕድም።
ብድሓን ምጹ።
ኤ.ማ.ሰ.ቫ
THE ERITREAN COMMUNITY ASSOCIATION IN VANCOUVER
1134 KINGS WAY AVE
VANCOUVER, B.C
AT 6.00 P.M
WELCOME TO ALL
E.C.A.V